መድረኽ መግለፂ

ካብ መድረኽ ዝተውሃበ መግለፂ ! መድረክ ታሪካዊ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ብምክያድ ሓዱሽ መሪሕነት ብምምራፅ፣ ዴሞክራሲ ዝጣጠሐላ ኢትዮጵያ ንምግሃይ ብሓዱሽ መንፈስን ብዝለዓለ ምንቕቓሕን ጉዕዝኡ ጀሚሩ ኣሎ። ኣብዛ ሃገር ብሕቲዊን ፈላማይ ናይ ብሄር ብሄረሰባት ፖለቲካዊ ጥምረት ዝኾነ ናይ ኢትዮጵያ ፌደራላዊ ዴሞክራሲያዊ ሓድነት መድረኽ (መድረክ)፣ መበል 17 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ብዝተሳኸዐ ኩነታት ብምክያድ ውሽጣዊ ምንቕቓሑ ንምብሳር ወሳኒ ስጉምቲ ወሲዱ … Continue reading መድረኽ መግለፂ